ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወቀይሕ ተኽሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2017ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ናይ አይርሽ ኤይድ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ቀይሕ ተክሊ አብ ክልተ ጣብያታት ዳባኖውን ሳንታ ገለበዳን 45 መዓልቲ ዕድመ ዝገበራ ጫጨት ደርሁ : ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 9, 2017 4:45 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (-0.05)162.55 (-0.05)
179.08 (-0.14)180.87 (-0.14)
24 (0)24.4 (0.01)
9.67 (0.01)9.77 (0.01)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 20, 2019