ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኦዲት ክግብር ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ናይ ኦዲት ፍቓድ ንዘለዎም ዉልቀ ሰባት ይኹን ድርጅታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነታሓሳስብ ( CPV,PCPV,JV SALE, INVOICE AND CRV ) በዝሒ 18

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 16, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 16, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ምኽሪ ንግዲ ዘፈር ማሕበራት መቐለ ናይ PSD –HUB Project ሒሳብ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ኦዲት ንምግባር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2012 3:32 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ከተማ ዓዲግራት ካብ ዕለት 1/11/2010 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/10/2011 ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ከግብር ሰለዝደለየ ኣብ ትሕቲ አመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እተቅርቡ ዝተፈቐደሎም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ሰለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክሳተፍ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 23, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 24, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ከተማ ን/ኢ/ጨንፈር መኾኒ ካብ ዕለት 1/11/2009 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/10/2010 ዓም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ውልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 13, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 13, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመኮኒ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ማዛጋጃ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝርከብ ከ/ስ/ዝተዋደደ መሰረት ልምዓት ኬዝ ቲም ምንቅናቅ ህዝብን ከባብያዊ ልምዓትን ክ/ከ/ሓድነት ካብ ዕለት 01/11/2010 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/03/2012 ኣብ ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ክግበር ስለ ዝደለየ ኣብ ትሐቲ ኣመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ እትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለ ዝደለየ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ንክትሳተፉ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 14, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ዋና ቤት ፅሕፈት ህ.ወ.ሓ.ት ካብ ሓምለ 01/2019ዓ/ም እስካብ ሰነ 30/2011ዓ/ም ናይ 2ተ ዓመት ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲት ክገብር ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 2, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 3, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s