Closed
ኢንተርፕራዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብ 1 ሐምለ 2006 ዓም ክሳብ 30 ሰነ 2009 ዓም ናይ ሰለስተ ዓመት ሂሳብ ምንቅስቃስ ብደገ ኦዲተር ኦዲት ከግብር ስለዝድለየ ኣብ ትሐቲ አመራርሓን ክትትልን ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ትርከቡ ዝተፈቀደልኩም ዉልቀ ኦዲተራትን ኦዲት ትካላትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ኦዲት ከግብር ስለዝደለ ሕጋዊ ንግዲ ፍቅድ ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 19, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 19, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ