ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መኪና ክራይ፣ ንቤት ፅሕፈት ህዝቢ ርክብ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረይን ከሐትምን ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 6, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 6, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ