ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክ/ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ንእሽተይ ማስታወሻ ንምገዛእ ስለ ዝደለየ ፕሮፎርማ ዕድጊት ክትወዳሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 8, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 25, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 25, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክትግራይ ዳዕፋይናንስን ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ አቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 26, 2011 10:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 26, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ