ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 13, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2018 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2018 5:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 23, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ