ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወቀይሕ ተኽሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2017ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ናይ አይርሽ ኤይድ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ቀይሕ ተክሊ አብ ክልተ ጣብያታት ዳባኖውን ሳንታ ገለበዳን 45 መዓልቲ ዕድመ ዝገበራ ጫጨት ደርሁ : ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 9, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ቀይሕ ተኽሊ