ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ናይ ዉልቀ ኩባንያ ኣብ ላጪ ጨንፈር መቐለ ዝርከብ ዘገልገሉ ዝተፈላለዩ ዋተር ፓምፕ ፣ ቫይብሬተር፣ ዌልዲን ማሽን ፣ ኮፓክተር ፣ ጀነሬተር ፣ ዝመሰሉን ብተወሳኪ ኮምፒተር ዲስክ ቶፕ፣ ላፕቶፕ፣ ፎቶ ኮፒ ፣ ፕሪንተር ፋክስ፣ ፊሪጃት፣ ማይ መፃረይ ፣ ላዉንደሪ ማሽን ፣ ስቶቭ ፣ዝተፈላለዩ ጣዉላታት ፣ ሓፂን ዓራት ዝተፈላለዩ ወናብር ጠረፔዛ ፣ ሸልፍን ካልኦትን ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ