ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ናይ መኪና መለዋወጢ ፣ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 15, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 15, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ን 2ተ መዓልቲ ሚኒባስ መኪና ክካረ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ኣሎ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 15, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ናይ ስፔር መቅረብቲ ፣ ኤሌክትሮኒክስን ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2012 5:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 11, 2012 8:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ