Closed
ኤጄንሲ ልምዓት ምምሕዳር ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዞም ኣቁሑት ክተቕርቡ ትክእሉ ትካላት ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ኣተሒዙ ክሳብ 13/09/2012 ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ፕሮፎርማ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2012 9:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ