ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎ መከዳ ን 2017 በጀት ዓመት አብ ወረዱኡ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላለያ ዓይነት ሞዴል ዘለዎን መካይን ሰርቪንስን ፅገና ንምግባር ናይ ባዕል ሞያ ጋራጅ ግልጋሎት ንምቅራብ ዝተፈላላለያ ዓይነት ሞዴል ንዝለዎን ሞተር ሳይክላት ሰርቪንስን ፅገና ንምግባር ናይ ባዕል ጋራጅ ሞያ ግልጋሎት ንምቅራብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ወይ ከቅርበ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 15, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ጉሎመከዳ