ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንብረታት ማለት HP laptop core I 7 በዝሒ ሐደ : ኤክስተርናል ሃር ዲስክ 6 ቴራ ቫይት በዝሒ ሐደ : ዲቫየደር ፊንግ ፋንግሊያ በዝሒ ዓሰርተ ሓሙሽተ: ናይ ማይ ፕላስተር በዝሒ ሐደ ሚኢቲ : ኦድዩ ኬብል በዝሒ ሐደ : ቪድዩ ኬብል በዝሒ ክልት : ቪምሲ ኮኔክተር ሜል በዝሒ ሐደ : ኤክስልኣር ኬብል ኮኒከተር ኣንፊኖሎ ኤከስ 3 ኤም ቢ ኤም ኤንድ ኤፍ 20 ፕላስ 20 ኤንድ ኤፍ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 15, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ