ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንዝ/ዩ ኣበያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕሉ ኣቅሑ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናውቲ ኣይሲቲ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ኣቁሑት ፅሬት ፣ ፈርኒቸራት፣ ናይ ሞተርን መኪናን ጎማ፣ ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 14, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 14, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ