ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሰቲት ሑመራ ኣብ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ካብ ስሩዕ በጀት ዝ/ዩ ዓይነታት ተሽከርከርቲ፣ ሞተር ሳይክላት፣ መለዋወጢ ሞተር ሳይክላት፣ ዝ/ዩ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ንብረት ኤሌክትሮኒክስ፣ ላፕቶፕን ዲስክቶፕን ኮምፒተራትን ኣብ 4ተ ምድብ ብምምዳብ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ኣብ መበል 16 መዓልቲ ንግሆ ሰዓት 3፡00 ተዓሺጉ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንበቲ ዕለት ሰዓት 3፡30 ይክፈት፡፡
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስተራክሽንን መንገድን መጓዓዝያን ከተማ ሰቲት ሑመራ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃን ዲዛንን ኮንስትራክሽንን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ከተማ ሰቲት ሑመራ ኣብ ቀበሌ 01 መውሃቢ ኣገልግሎት ኣብያተ ፅሕፈት ህንፃ 4ይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ስራሕቲ ፓኬጅ ሑመራ/CW/C/01/11 ደረጃ 8ተ ብብርኪ ፍቃድ ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ማሕበራት ኮንስተራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 19, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ አብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ናይ ቢሮ ማሽነሪ ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 12, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 12, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት