ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋ/ዕ/ንብረት ናይ ሕትመት ኣቀሑት ፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 19, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 19, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ላዕላዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደ/ከ/ስ/ፋ/ዕ/ንብረት ናይ ህንፃ መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 19, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 19, 2011 2:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅር ስራሕቲ ማይ ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክንዕድግ ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 19, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 19, 2011 4:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ማሕበር ህንፀት ዎርክሾፕ ሓፂንን ዕንፀይትን መቐለ ኣብ ክ/ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ህንፀት ስራሕቲ ክሳብ ሐዚ ማለት ክሳብ መሰረት ዝበፅሓሉ ናይ ኮንስትራክሽን መጠን /Performance Audit/ ብሰብ ሞያ መማከርቲ ሲቢል ምንድስና/ Building Engineering quantity surveyors and contractors/ ኣወዳዲሩ ከጫርት ስለዝደለየ እዚ ዝምልከተኩ ናይ መማከርቲ ደረጃ 8ተን ልዕሊኡን ንክትጫረቱ ንዕድም፤ ኣብ እዚ ጨረታ ክትሳተፉ ኣካላት፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 22, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 23, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት