ተዓፅዩ
ትካልና መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጅነሪንግ ሓላ.ዝተ. ዉ.ማሕበር ዝተፈላለዩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ብቅዓት ዘለኩም መቅረብቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቀኒታት ተማልኡ ተወዳደርቲ ክትሳተፉ ኩባንያ ንዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 28, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 28, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ