ኣብ ቢሮ ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ትግራይ ንቢሩኡ ተገልግል ናይ መኪና 4.00077 ኢት ሞዴል iveco-turbo ናይ መኪና ኣቅሓ ንመግዝኢ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክወዳድር ስለ ዝደለየ እቲ ዝርዝር ካም ዝስዕብ ይከዉን
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 21, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 160.82 (0.13) | 162.43 (0.13) | |
| 186.62 (0.3) | 188.48 (0.29) | |
| 24 (0) | 24.17 (0.02) | |
| 10.01 (0) | 10.11 (0) | |
| 1.03 (0.02) | 1.04 (0.02) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ነሓሰ 29, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ