ተዓፅዩ

104. 4 ሬድዩ ኤፍ ኤም መቐለ ን2012 ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ማለት 1 ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክትሪክ 2 ዝተፈላለዩ ናዉቲ ኤሌክተሮኒክስ 3 መሳርሕታት ፅሕፈት 4 ዝተፈላለዩ ፈርኒቸር 5 መሳርሕታት ህንፃ 6 ከምኡ ወን ዝተፈላዩ ንሰራሕተኛታት ዝዉዕል ዓብይ ኒዶ ፀባን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 12, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 13, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናይ መጋረጃ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 11, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ናይ እስቴሽነሪ ኣቅሓ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 11, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 12, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት