ተዓፅዩ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ዝርከብ ዳይሬክቶራት ህንፃ ዲዛይን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ዓዲ ዳዕሮ ናይ ዓዲ ዳዕሮ መባእታዊ ሆስፒታል ዝተቓረፀ መመልኢ ህንፃ ስራሕቲ ደረጃ BC6 GC7 ልዕሊኡን ዝኮኑ ተካናተርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 8, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 8, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ