ተዓፅዩ

ትካልና ፍረ ስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዘይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 24, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 24, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ብምክንያት ንመበል45ተ ዓመት ልደት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ጎደናታት ዝርኸባ ዝተበላሸዋ ናይ ፅገና መብራህቲ ምስቃልን ቢልቦርድ ባነር stand box light ስራሕቲ ኣመልካቲ ከነወዳድር ስለዝደለና በዚ ዘርፊ ዝተሰማረኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ጥራሕ ክትወዳደሩ ይዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2012 11:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 25, 2012 11:32 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 25, 2012 11:03 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕትመት ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2012 11:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 25, 2012 11:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ትካልና ደጀና ኬምካል ኢንጂነሪንግ ሓ/ዝተ/ው/ማሕበር ናብ እንዳሰላማ ኣብ ዝርከብ ፕሮጀክት ሳይትና ንዝተተኸሉ ተኽልታት ማይ እተስቲ መኪና (water truck) ስለዝደለየ ብቕዓት ዘለዎ መኪና ዘለኩም ተጫረቲን ካብዚ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፁ መዐቀንታት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ነዙይ እተማልኡ ሕጋውያን ትካላት ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 28, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 29, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 25, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 25, 2012 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት