ተዓፅዩ
ኹሓ ሆስፒታል ን2012ዓ/ም ን ኹሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ቢሮ ፈርኒቸር ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝተደለየ ዝምልከቶኩም ናይዚ መቕረብቱ ትካላት ተማልእዎ ሮቃሕታት ካብዚ ንታሕቲ ዝርዝሩ ረቃሕታት ንከተቅርቡ ንገልፅ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 2, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 2, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ