ቤት ፅሕፈት መባእታዊ ሆስፒታል መርዙእ ወረዳ ፀገዴ ካብ ስሩዕ በጀት ን 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቤት ዕዩኡ ኣገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ መሳርሒ ፅሬት፣ መሳርሒ ሕትመት፣ ደንቢ ክዳን ፣ ፕላንት ማሽነሪ ኣቅሑትን ፣ ንህንፃ ናይ ገዛ ኣቅሑትን ፣ ንህንፃ ተገጣጠምቲ መግዝኢ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 18, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 19, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ክዕድግ ንደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 4, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 4, 2012 10:02 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 17, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 17, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ናይ ስራሕቲ ሕትመት ብጨረታ አወዳዲራ ንምሕታም ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 13, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበራዊ ረድኤት ትግራይ /ማረት/ ታፔላ ክልተ ሜትሮ ብሓደ ሜትሮ ኣቀን ዘለዎ ( sign Board 2 meter * 1 meter) ብጨረታ አወዳዲራ ንምስራሕ ትደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 13, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት