ተዓፅዩ
ኢንስትዩቲት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ዝምልከቶኩም ሕጋዉያን ትካላት ንግዲ ዝኮንኩም ንክትወዳደሩ እናዓደምና ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 09 ምዉሳድ ትክእሉ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 26, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 26, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ