ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ፎቶኮፒታት ሕፅረት ስለዞሎ ካብ ደገ ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ንምርካብ ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለዝደለየ ሕጋዉያን መቕረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 2, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 2, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ