ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሽ ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ከተማን ኣብ 2013ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 27, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 27, 2013 10:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ