ተዓፅዩ
ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ንብረታት(Standard Mechnical Tool Box, Standard Electrical Tool Box) ብሁፁፅ ክዕድግ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2016 2:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ