ተዓፅዩ
ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ትግራይ ንዘለዎኦ መካይን ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ዓይነታት መለዋወጢ ኣቁሑትን ጎማን መኪና ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 7, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 7, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ