ተዓፅዩ

ማሕበር መናእሰይ ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 6, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሞገድ ኢንጂነሪንግን ኮንስትራክሽንን ሓላ/ዝተ/ውል/ማሕበር ኣብ ከተማ መቀለ ክ/ከተማ ሓድነት ጣብያ ስምረት ንዝሃንፆ ናይ ንግዲ ህንፃ ናይ ጅብሰም ቻክ ስራሕቲ ብናይ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ደረጃ GC-8ን ልዕሊኡን ብርኪ ፍቓድ ዘለዎም ኣብ ካልኦት ፕሮጀክትታት ብተመሳሳሊ ዝሰራሕኩም፤ ተኮናተርቲ ዝኮንኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሰርሕ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 28, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣ/ማ ናይ 2017 በጀት ዓመት ናይ ሰራሕተኛታት /Uniform/ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 3, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 3, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት