Closed
ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነታት ስክራፕ ማለት እዉን 250 ሓባ በርሚል 203 ሓባ ጣዉላ ማዕፆ 124 ሓባ ናይ መኪና ባትሪ ንዓማዊል ብግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ናይ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ንዘለኩም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ