Closed
ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ኒው ሚለንየም ንዓዲግራት ዝኸውን ናይ መሬት ምንፃፍ፣ መጋረጃ፣ ናይ ፍርናሽ ጨርቅን ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ። ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ዝትደልዩ ተጫረቲ እዚ ዝስዕብ መዐቀኒታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 29, 2006 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ