ተዓፅዩ
ኢንተርፕራዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ን 2008 በጀት ዓመት ዘድሊ ናይ ጎማ ምስ ካላማደርያ ባትርን ካልኦት ብግልፂ ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መሰፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ 20 ብር ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክተቕርቡ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ