ቤት ፅሕፈት ዞባ ደቡብ ፖሊስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት 2010 ዓ/ም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 27, 2010 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 27, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሕሙማት ዝዉዕል መድሓኒት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 5, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 5, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ60.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ሕትመት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ከሕትም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 25, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ናይ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ሕትመት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 13, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 13, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ኩባንያ ኣብ ወረዳ ኦፍላ ጣብያ ኪዳና ሳይት ግራብቁዕ ካብ ከተማ ማይጨዉ ንአንፈት ደቡብ 65 ኪሜ ወይድማ ካብ ከተማ ኮረም ንአንፈት ምዕራብ 23 ኪሜ አብ ዘሎ ሳይት ኮይኑ ጠቅላላ ዝስራሕ 6040 ሜትሮ መንገዱ ንምፅራግ ስለዝደለ ካብ 305 ንላዕሊ ፈረስ ጉልበት ዘለዎ ዶዘር ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.22 (-0.18)182.03 (-0.17)
24 (0)24.38 (0.02)
9.71 (-0.04)9.81 (-0.03)
1.03 (0.01)1.04 (0.01)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት