ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር እንዳባፃሕማ ከተማ ዕዳጋ ዓርቢ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት እቲ ወረዳ ዝዉዕሉ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቅሑት መሳርሒ ፅሬት ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት ሞተር ሳይክልን ፣ መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 21, 2013 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 28, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዕዳጋ ዓርቢ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ