ተዓፅዩ
ኣላማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ን ሆስፒታሉ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ ኣቑሑ ኣልሙንየም: ዝተፈላለዩ ጣዉላን ዉፅኢት ጣዉላን : ሰንሰለት (ቸይን) :ብረት ትቦላር ካልኦት ኣቑሑት ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ :: በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተቐመጠ ረቑሒ ተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 19, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታኣላማጣ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ