ዙር ጨረታ 32 ዓይነት ጨረታ መደበኛ ናብ ቤት ፅሕፈት ምሕደራን አጠቃቅማ ትሕዝቶ መሬትን ከዳሰረተንከተማ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ምሕዳርን አጠቃቅማን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ናይ ከተማ ቦታ ብሊዝ ጨረታ ንምትሕልላፍ ኣብ ዝተቀመጠ አዋጅ ቁፅሪ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓንቀፅ 1 ካብ ፊደር ተራ ቁፅሪ ሀ ክሳብ ሰ ብዝተዘርዘረ መሰረት ዝተፈላለየ ግልጋሎት መንበሪ ንግዲ ዝዉዕል ዝተደለዉ ቦታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ክመሐላልፍ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 18, 2017 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓድዋ