ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ማኪና ስፔር ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2016 5:10 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ማኪና ስፔር አዋዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 13, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 13, 2016 5:10 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ--
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ኮሙሽን አብያተ ህንፀት ክ/ትግራይ ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት ማእከል ናይ 2016 ዓም በጀት ዓመት ንቲ ትካል ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቢሮ ቀወምቲ ኣቅሑት ፡ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ናይ ፅሬት ሃለቅቲ መሳርሒን ብጭረታ አወዳደሩ ንብረት ክገዝእ ስለ ዝደሊ ብተወሳኪ ድማ ንሕደ ዓመት ዉዕሊ ኣሲሩ ንትሃነፅቲ ዝምግብ /ዝቅልብ / ነጋዳይ ብጨረታ አወዳዲሩ ክንዕድግን ክንምግብን ስለዝለይና ዝስዕብ ረቆሒ እተማልአኡ ነጋዶ ክትዋደደሩ ትክእሉ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 5, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 5, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕን ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ክፍለ ትምህርቲ ዝኮነ ብናይ ቤት መዘጋጃ ኣታዊ ኣብ ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ ቀበሌ 01 ራኣስ ኣሉላ ኣባነጋ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናይ ስቶር ብሎክ ፅገና ስራሕቲ ዕደጋ መፍለይ ኮድ ABI/CW/SW/RAANSH/01 2016 ብግልፂ ጨረታ ንምጭራት BC/GC ደረጃ 8 ዳኣንት ብርኪ ፍቃድ ደቂቅ ዘለዎ ስራሕቲ ተካናተርቲ ኣጫሪቱ ብመሰረት ዲዛይንን ስራሕ ዝርዝርን ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 3, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 3, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0.03)162.61 (0.03)
180.40 (-0.31)182.20 (-0.31)
24 (0)24.36 (0.01)
9.75 (-0.05)9.84 (-0.06)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት