ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኮረም ግልጋሎት ዝህባ መካይን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር ፓርት ንምግዛእ ብዕለት 02/06/2011ዓ/ም ወፂኡ ዝነበረ ግልፂ ጨረታ ንዕለት 17/06/2011ዓ/ም ይክፈት፤ ዝበለ ዝነበረ እቲ መክፈቲ ዕለት ብጌጋ ሰንበት ብምካኑ ንዝተፈጠረ ጌጋ ይቅርታ እናሓተትና ንዕለት 19/06/2011ዓ/ም ዝተቀየረ ምካኑ በዚ መሰረት በቲ ዘፈር ዓውደ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ካብ ዘለዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ