ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳር መጎዓዝያን ወረዳ ሕንጣሎ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይን ስራሕቲ ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ዋንነቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ሒዋነ ማይነብሪ ዝኮነ ኣብ ጠቢያ ሒዋነ ዝርከብ ናይ ቤት መዘጋጃ ቤት ፅሕፈት ህንፃ ናይ መሰረት ስራሕቲ ንምስራሕ ኣብ ክልልና ትርከቡ ናይ ደኣንት ሰርፊኬት ደረጃ 8 GC ደቀቅቲ ደራጃ 8 BC ንእሽተይን ብቅዓት መረጋገፂ ዘለኩም ማሕበራት ዉልቀ ዳኣንት ንግዲ ትካላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ብዝሐዞ መሰረት ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ