ኣብ ቤት ፅሕፈት ኮንስትራከሽንን መንገድን መጋዕዝያን ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽንን ኣብ ናይ 2010 ዓም ካብ ሲዲጂ ዝተመዝግበ በጀት ዋንነቱ ናይ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ኣናእሽተይ ማእከሎት ማንፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ከተማ መቀለ ዝኮነ ናይ ብረታ ብረት ዎርክሾፕ ሼድ ቁፅሪ 8 ኣብ ክፈለ ከተማ ሰሜን ንደረጃ 7ን ልዕሊኡን ናይ ህንፃን ጠቅላላ ህንፃን ስራሕ ተቀረፅቲ ኮንስትራከሽንን ተኮናተርትን ናይ ናዉቲ ጉልበትን ማሽነርን ጠቅላላ ዘካተተ ብግልፂ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 14, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ