ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ን ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ከ/መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2012 3:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ፋይ/ዕደ/ንበረትን ምምሕዳርን ካብ ናይ ፅሬትን ሓላዋን ግልጋሎት ብኩንትራት ንሓደ ዓመት ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2012 2:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2012 2:32 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት/ ስራሕቲ ሓለዋ/

ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ኣብ ላጪ ከባቢ ዝርከብ ላይትና ናይ መንገዲ ምስትኽኻል ( Access road) ማለት 300*10 ሜትሮን 220*10 ሜትሮን ዓቐን ዘለዎም መንገድታት ዝቐረፅ ሕማቅ ሓመድ ተቖሪፁ ብዝተመረፀ ናይ ጋራ ጋንቲ ሓመድ እናመለእኻን እናገድገድኻን ምስትክኻል ይኸዉን

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 22, 2012 4:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን/

ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 22, 2012 5:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕል 1 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት 2 ናይ ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት 3 ናይ ላቫጆ ግልጋሎት 4 ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፅገና ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቃላሚኖ ማእከል ኢንቨስትመንት ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንናይ ፒክ ኣፕ መኪና ናይ ወንበር ሽፋን ብምልክታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2012 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቃላሚኖ ማእከል ኢንቨስትመንት ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ንናይ ቢሮ መስኮት ዝኸዉን መጋረጃ ብምልክታ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሓምለ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 22, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ፋብሪካችን ሞሓ የለስላሳ መጠጦች ኢንዳስትሪ አክስዩን ማህበር መቐለ ፋብሪካ ፔፕሲ ኮላ ለፋብሪካዉ ኣጎልግሎት የሚዉል ከዚህ በታች በሰንጠረዥ የተገለፀዉ የፍሪጅ በፕሮፎርማ ኣወዳድሮ መግዛት ይፍልጋል

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 23, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 23, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ትካልና ፍረስዉኣት ኢንዱስትሪ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዙይ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጥረ ኣቅሓ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክጫረት ዝደሊ ኣካል ካብዚ ንታሕቲ ብዝተቐመጠ ዝርዝር መሰረት መሊእኩም ንክተቅርቡ ነታሓሳስብ / ጣዉላ ፣ ኮምፐርሳቶ፣ ዝተፈላዩን /

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 20, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 20, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/

በኢ/ያ ቀይ መስቀል ማሕበር የትግራይ ክልል ቅ/ጽ/ቤት ለሰራቶኞች ደንብ ልብስ ኣጎልግሎት ፣ ኮትና ሱሪ ከነማስፊያዉ ፣ ሸሚዝ፣ ፖሊስ ጫማ ፣በግልፅ ጨረታ አወደዳድሮ መግዛት ይፈልጋል ስለሆነም በጨረታዉ መሳተፍ የምትፈልጉ ተጫራቾች

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሓምለ 18, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 1, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 1, 2012 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/