አብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ፕሮጀክት ኦፊስ ግልጋሎት ዝዉዕላ ክልተ ሚኒባስ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ፡፡ ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 17, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍቲን ግልጋሎት ዝውዕል ኤሌትሮኒክስ ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ በዞም ኣብታሕቲ ተቀሚጦም ዘለው ዝርዝር ሰደቃታት ትሕዝቶ መሰረት ብምግባር ክትሳተፉፋ ትኽእሉ/ላ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2016 10:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባ ሃፍቲ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ቲን ሕትመታት ንበዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ንምሕታም ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከሐትም ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 16, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 30, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 30, 2016 5:10 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ትከልና ሱር ኮንስትራክሽን ሃላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መለዋወጢ ኣቀሑት ማለት ድማ ቱቦ ቻርጀር በዝሒ ሐደ : ፈሊፕ በዝሒ ሐደ : ሮድ በዝሒ ክልተ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 3, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ም/ር ፋይናንስንወረዳሓዉዜን ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ሞተር አቁሑን ፣ፅሬት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሓዉዜን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 29, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ን ቤትፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ወ/ራ/ዓዘቦ ብናይ መደበኛ በጅት ናይ መኪና አቁሑ ዓይነት መኪና ላንድ ኩለዘር jhz 78 L ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ረቁሒታት እተማልኡ ነጋዶ ኣብዚ ናይ ዕደጋ ሰነድ ብዝታዓሸገ ፖስታ ኦርጅናልን ዘይምለስ ኮፒን ንክተቅርቡ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 29, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማሕበር ጉዱኣት ኵናት ትግራይ ሃላቒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ እዞም ረቋሕታት እተማልኡ ሕጋውያን ትካላት ንክትሳተፉ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 21, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ንቤት ፅሕፈት ግዚያዊ ምምሕዳ ክልል ትግራይ አገልግሎት ዝዉዕል መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ማለት እዉን እስፔር ፓርት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2016 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበርት ልምዓትን ዕዳጋን ትግራይ ኣብ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮ ህንፃ ዝርከብ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን :መሳርሒ ፅሕፈትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 14, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 3, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/