ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ ፣ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ስራሕቲ ሕትመት፣ ናዉቲ ፅሬት ፣ ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቤት ዕዮ፣ ኮምፒተርን ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ፣ ኮምኡ እዉን ዲኤስ ቲቪ፣ ማለት ብረታ ብረት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና ከምኡ እዉን መሳርሒ ህንፃ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 14, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/

ን2ይ ግዜ ዝዝወፀ ምልክታ ጨረታ ኣብ ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ከይዲ ስራሕ ሓምለዋይ ልምዓትን ፅባቀን ከተማን ናይ ግሪነሪ ሰራሕተኛታትን ናይ ብሎክ ንብሎክ ሰራሕተኛታት ዝኾኑ ዓመታዊ ዘድልዮም መሳርሕን ሴፍቲ ማተርያልን ክንዕድግ ስለዝደለና ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 30, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ሕርሻ መሺነሪ/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ጋ/አፈሹም ሕርሻ REDD+ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት በዚ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ካልኦት መስፈርት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2013 02:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥቅምቲ 13, 2013 02:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ናይ ማ/ወ/ኮ/ ግልጋሎት ሰርቪስ ዝህባ ተሽከርከርቲ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክካረ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 04:32 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ብጥበብ ሙዚቓ ንዝነጠፍ ከየንቲ ትግራይ ሓገዝ ንምግባር ዝተፈላዩ ዘመናዊ መሳርሒ ሙዚቓ ክዕድግ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ተወዳደርቲ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 03:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 3, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ኣዴታትን ህፃናትን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ያማሃ ሞተር ሳይክል ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ኣዴታትን ህፃናትን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓትን እቶትን ፋይናንስን ምምሕዳርን ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ቤት ፅ/ት ኣዴታትን ህፃናትን ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 17, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቅሑት ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጄንሲ ልምዓት ደኣንት ምርግጋፅ ምግቢ ዉሕስና ከተማታት ክልል ትግራይ ናይ ዝ/ዩ ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 12, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥቅምቲ 16, 2013 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/