ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሑፍ: ናይ ኤችኣይቢ ምልክትን ሪቫንን ሕትመት ዘለዎ ፅላል : ኮምፒተራትን ተዛመድቲ ኣቅሑተን: ናይ ጋራጅ ፅግና ግልጋሎት ክዕድግ ስለዝደለየ ኣብዚ ግልፂ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ትካላት ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ታሕሳስ 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ፅገና ተሽከርካሪ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቋርን ኣማ ንዝተፈላለዩ ስራሕቲ Enterprise Resource Planning (ERP) Systern ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትጫረቱ እትደልዩ ሲዒቡ ተዘርዚሩ ዘሎ ሮቑሓ እተማልኡ ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 19, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 19, 2016 3:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ዕዲጊት ሶፍትዌር/ ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳርን ኣጠቓቅማ ከተማ መሬትን ክላስተር ከተማ ዓቢይ ዓዲ (ተንቤን) ዝተዘጋጀዉ ንመንበሪ ዝተዳለወ 101 ቦታታት ብሊዝ ጨረታ ከተሓላልፍ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 12, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 12, 2016 9:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ቴክኖሎጅን ቢዝነስን ኮለጅ ፖሊ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ኸባቢታት ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ንተምሃሮ ንምሃብ ልዕሊ 13 ሰብ ናይ ምሓዝ ዓቐሚ ዘለወን መኻይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኸካረ ይደሊ ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ትራንስፖርት ግልጋሎት/

ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣዋዳዲሩ ስለ ዝደለየ ከትወዳደሩ ዝትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 8, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ፅርየት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ታሕሳስ 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ፍረወይኒ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ፅሕፈት መሳርሒ 4000, ኤሌክትሮኒክስ 10000, ፅርየት ኣቁሑት 1000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ፅርየት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ብናይ 2016 በጀት ዓመት ስራሕቲ ሐምለዋይ ልምዓት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 16, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንዝተፋለላየ ኣብያተ ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፋለላዩ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑትን ናይ መካይን መለዋወጢ ኣቅሑትን ብግዝኢት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 15, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 15, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከተማ ማይ ካድራ ንሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ብምድብ ከፊሉ ምድብ ሐደ ሃለቅቲ መሳርሒ ፅሕፈት : ምድብ ክልተ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 11, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ሽረ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 11, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/