ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 9, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 9, 2016 9:01 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ----
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ናይ UIIDP ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስን አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2016 4:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 1,500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ን ከተማ ዓብይ ዓዲ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ናይ ካልኣይ ጥሙር ዕድጊት ንከተማ ዓብይ ዓዲ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : መሳርሒ ፅሕፈትን ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2016 4:20 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 20.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ዓዴት ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ተዛመድቲ ኣቅሑት ኮምፒተር ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 26, 2016 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Worabe
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 26, 2016 5:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳሲን ከተማ ሸራሮ ንዝተፈላለዩ ስራሕ መሳለጢ ዝዉዕል ሞተር ሳይክልት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 6, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 20, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ወረዳ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 20, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ን2016 ዓም በጀት ዓመት አገልግሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፡ ጎማ መኪና ፡ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፡ ፅገና ኣቅሑት ህንፃ ኣቅሑትን ፡ ፅሬትን ፡ ኤሌክትሮኒክስ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 5, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 21, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 21, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ብስፒኦ ወይድም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት/ ካልኦት ፅገና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ብፕሮፎርማ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቑሓ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 4, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 7, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 7, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: --
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ምሕዳርን አጠቃቅማ ከተማ መሬት ካዳስተርን ከተማ እንትጮ ቦታ ብሊዝ ብዛዕባ ምሓዝ ብዝተደንገገ ኣዋጅ 721/2004 ዓንቀፅ 8 ንኡስ ዓነቀፅ 1 ብፊደል ተራ ካብ ሀ እስካብ ሰ ብዝተዘርዘሩ መሰረት ንዝተፈላለዩ አገልግሎት ማለትን መንበሪ ንትካል ዝተዳለወ ጠቅላላ 28 ቦታታት ብግልፂ ጨረታ ንተጫረቲ ከማሓላልፍ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንትጮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 8, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5%
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ መሬትን ሊዝን/

ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ቤተክርስቲያን ህንፃ መስረሒ ኮሜቴ ሓዱሽ ህንፃ ቤተክርስቲያን ብናይ ጉልበት (ሰብ ሓይሊ) ዋጋ ንህንፃ ተቐረፅቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 15, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 16, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/

ኣብ ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዳይሬክትሪት ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ፋይናንስን አገልግሎት ንዝህቦም ትካላትን ቤት ፅሕፈትን አገልግሎት ዘዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሐን ካልኦት ኣናእሸተይ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት የካቲት 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 3, 2016 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/