ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ኤጄንሲ ምር/ምዝ/ሰነዳትን ወ/ኩነትን ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ናይ ንብረታት ብምድብ ሎት መቂሉ ሎት 1 ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ሎት 2 እስቴሽነሪ ሎት 3 ናይ መኪና ጎማ ሎት 4 ፅሬት ኣቅሑት ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክግድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 14, 2012 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:40.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሲቨለ ሰርቪስ ክ/ትግራይ ዳይሬክቶሬት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2012 ዓም ናይ ኮድ 4-01772 መኪና መለወወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ዋና ቤት ፅሐፈት ህወሓት ኣብ 2012 ዓም በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል 2ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንበረት ማለት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተራት: ናይ ኮምፒተር ቀለማት አቅሑት : ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት : ናይ ፅሬት ኣቅሑት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት: ፈርኒቸር አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
መሳናድኦ ቤት ትምህርቲ ዛላኣንበሳ ኣብ ከተማ ዛላኣንበሳ ዝርከብ ን 2012ዓ/ም ዓመት ንዝተፈላለዩ ንቤት ትምህርቲ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ህንፃ መሳርሒ ፣ ናይ ላባራቶሪ ማተርያላት ፣ ናይ ስፖርት ማተርያላትን ዕጥቅታትን ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ናይ ዕንጨይቲ ሓፂነ መፂን ኣቅሑት /ፈርኒቸራት/ ፣ ፅሕፈት መሳርሕታት ዝኮኑ ማተርያላት ኣብያተ ትምህርቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ምልክታ ይዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዛላ አንበሳ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 21, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓዲግራት ንናይ ከተማ ኣብያት ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝውዕል ኤሌክትሮኒክስ ፣ ኣቅሑት ቢሮ፣ ካብ መደበኛ በጀት ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ መዐቀነታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንኽትወዳደሩ ይዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓዲግራት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2012 በጀት ዓመት ካብ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ ወረዱኡ ዝርከባ ኣብያተ ፅሕፈት ኣጎልግሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ መኪና ጎማን ካላማደርያን፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ናዉቲ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ የደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ወልቃይት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 11, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:8,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽንን መንገድን መጎዓዝያን ክልል ትግራይ ኣብ 2012ዓ/ም በጀት ዓመት ንቢሮና ኣገልግሎት ዝውዕል ኣገልግሎት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ሕትመታት ስራሕቲ ምልላይን ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 16, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ካብ ኣፍሪካ ልምዓት ባንኪ ብዝተረኸበ በጀት ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘረ ናይ መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክካረ ይደሊ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 3, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ንዳ/ዳሬክቶሬት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተደፉ ትክእሉ
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 1, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 2, 2012 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 2, 2012 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ዓይነት ጨረታ: ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
ተወሳኺ ኣንብብ
First
Previous
426
427
428
429
430
431
432
433
434
Next
Last ›
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (52)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (699)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(365)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(71)
ስራሕቲ ማይ(185)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(75)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (3675)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (738)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(613)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2297)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (181)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(84)
ኦዲት ተዛማድኡን(95)
ሕርሻ (343)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(37)
ሕርሻ መሺነሪ(32)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (1744)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(299)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(762)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(90)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(149)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(425)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1409)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1327)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (138)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(44)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (34)
ትምህርቲን ስልጠና (162)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(119)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(13)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1522)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(762)
ምግጣምን ፅገናን(50)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(700)
ምግብን መስተን (367)
ኣቅርቦት ምግቢ (284)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (24)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (47)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (1097)
ገዛ ፈርኒቸር(17)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1023)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(52)
ጥዕና (229)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(16)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(212)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (264)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(128)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (679)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(182)
ፅገና ሞተርሳይክል(139)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(236)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(48)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (293)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(217)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(50)
ምስሊን ቀረፃን (17)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(12)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (1444)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1134)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(303)
ስራሕቲ ምልላይ (62)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(22)
ክራይ (601)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(32)
መኪና ክራይ(431)
ማሽነሪ ክራይ(135)
መሸጣ (875)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(12)
ካልኦት ዝሽወጡ(417)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(431)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (68)
ስራሕቲ ሓለዋ(33)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(31)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (987)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(892)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(70)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(18)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (415)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(24)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(325)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (61)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (327)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(318)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (521)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(214)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (215)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(167)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(44)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)