ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንፅሬት ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፋላለዩ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልጺ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ነሓሰ 3, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 6, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 6, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 100,000
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ናይ 2017 በጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መሪ ሚኢቲ ንስራሕቲ ኤሌክትሮንክስ ዝዉዕላ ብምልክታ ግልፅ ጨረ ኣወዳድሩ ክዕድግ ስለ ዝደሊ በዚ መሰረት ኣብ ኤሌክትሮንክስ ስራሕቲ ዝተሳማርኹም ኤሌክትሮንክስ ዘለኩም ሕጋዉ ነጋዶ ኣብቲ ጨረታ ክትወዳደሩ ብኸብሪ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 11, 2016 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንደርታ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 11, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዓ/ዓዲ ቤት ህንፀት "ሣሕሽ ኣብ 2017 በጀት ዓመት ዝተበጀተጨና ናይ ምግቢ በጀት መሰረተ ብምግባር ብውሽጢ ዝርከቡ ናይ ሕጊ ተሃነፅቶን ቆጠር ሕሱራትን ከምግብ ስሰ ዝደለየ ንሕጋዊያን ነገዶ ብግዕፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክህብ ይደሊ፡፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 2, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 23, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዓ/ዓዲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 23, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኣቅርቦት ምግቢ / ካፌን ሬስትራንትን/

ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ንሰራሕተኛ ሕጊ ተሃነፅቲን አገልግሎት ሰርቪስ ዝህባ ክልተ ሚኒባስ መኪና ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ሰርቪስ መኪና ክካራይ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 14, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ አገልግሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮ ማለት እዉን ፈርኒቸር ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 13, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ቆላ ተምቤን
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 13, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር/

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ኤሌክትሮኒክስ: ኮምፒተር ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 9, 2016 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 9, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ዳይሬክተር ዕደጋን ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ዝውዕል ናይ መኪና ኪራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 6, 2016 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 6, 2016 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2016 10:20 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/

ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ስፔር ፓርት ቑሑት ክዕድግ ስለዝደለየ ነዚ ኣቐሓ ክትቕርቡ ትክእሉ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 4, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 4, 2016 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ህዝብን ምምሕዳርን ከተማ ዓብይ ዓዲ በዓል ኣሽንዳን ኣውርስን 2016 ዓ/ም ብደረጃ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ንምኸባር ዘድሊ ስራሕቲ ሕትመት ክታቕርቡ እትኽእሉ ተወዳደርቲ ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 1, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 3, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ነሓሰ 3, 2016 4:15 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/