ንህንፃ ተቃራፅትን ሐፂነ መፂንን ትካላት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 28, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/

ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ጎደናታት ግሪነሪ ፅባቀ ግልጋሎት ዝዉዕል ተክልላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ተክልታት ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 17, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኢንሹራንስ/

ኩባንያና ንብ ኢንሹራንስ ካሕሳ ከፊሉ ንዝተረከባ ተሽከርካሪት ብዝለቶ ኩነታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 21, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ፈተነን ኣይሲቲን ዘገልግል ወንበርን ጠረጸዛን ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ፣ ስለዚ ሕጋዊ መቕረብቲ/ሰራሕቲ/ ዝኾንኩም ፣ ምዝገባ ቫት፣ ናይዚ ዘመን እዚ ግበሪ ዝኸፈልኩም ቲን ዘለኩም ነዞም ሰዒቦም ዘለዎ ፈርኒቸራት ክትወዳደሩ ትክእሉ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 9, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 13, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ምሕታም፣ ዲቪዲታት ኢዲት ምግባር ምብዛሕን ስለዝደሊ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 19, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ደደቢት ትካል ልቓሕነ ምዕቓሪን /ደደቢት ትፍልም/ ናይ ኤሌትሪክ ምሰሶ መምረቲ ሞልድ ኣጫረቱ ንክሰርሕ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ እዚ ዝስዕብ ረቍሓታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምኻንኩም ንገልፅ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 3, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 17, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ማሕበር መናእስይ ትግራይ ዝተፈላለዩ ማንዋላት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፣ ዝምልከተኩም ትካላት ናይ ኮንስልታት ፍቓድ ዘለኩም በዚ ዝስዕብ ናይ ጨረታ ረቑሓ መሰረት ክትወዳደሩ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ዩኒቨርስቲ ኮሌጅ ኒው ሚለንየም ንዓዲግራት ዝኸውን ናይ መሬት ምንፃፍ፣ መጋረጃ፣ ናይ ፍርናሽ ጨርቅን ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቑሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ። ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ዝትደልዩ ተጫረቲ እዚ ዝስዕብ መዐቀኒታት ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 23, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 29, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ