ኢንተርፕይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ን2007 ዓመት ንዘካይዶም ና መንገዲ ህንፀትን ፅገና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዘለዎም ቱቦ ብግለፂ ጨረታ ብምዉድዳር ከምርት ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ሸልፍ ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፈርኒቸር/

ማሕበር መናአሰይ ትግራይ ንቤት ፅሐፈትና ግለጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ገንዘብ መቐመጢ ካዝና ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዙይ ክዳደሩ ዝተደሊዩ ሕጋዉያን ነዚ ዝስዕብ ረቆሒ እተማልኡ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 24, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል /

ጉና ንግዲ ስራሕቲ ሓላፊነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈለላዩ ንብረታት ብጨረታ ክሸይጥ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 22, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር/

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ናይ አባላት ድምቢ ክዳንን ዝተፈላለዩ ናይ ሙዚቃ መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ተወዳደረቲ ከማልእዎ ዝግባእ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ዞባ ደቡብ ምብራቅ ማእኸል ቤት ፍርዲ ካብ 2007 ዓ/ም መደበኛ በጀት ናይ ሕትመት : ፅ /መሳርሒ : ፅሬት አቐሑት ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ክትወዳደሩ እትደሊዩ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ስራሕቲ ሕትመት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ቀፂሉ ዘሎ ናይ ማይ አቁሑትን መሳርሕን ቆፀርትን : ሞተር ሳይክልን : ሳይከልን ንብረት ብጭረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ትካልና - ኮሌጅ ጋርመንት መቐለ ቕድም ኢሉ ብማእኸል መሰልጠኒ ዘበናዊ ማእለማ ቅድን ስፍየትን ዓለባን ቆርበትን-መቐለ ብዝብል ሽም ዝፍለጥ ዝነበረ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ንትካልና ከገልግሉ ዝክአሉ ዝተፈላላዩ ፅሕፈት መሳርሒ ጨርቃ, ጨርቅን ካልኦትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ ብኣኽብሮት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኣለማጣ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ንሆስፒታሉ ግልጋለት ዝዉዕል ናይ ህንፃ መሳርሒ አቁሕት , ናይ ኤሌክትሪክ ሲቲ ኣቁሑትን , ናይ መኪና ስፔርን ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስልዝደለየን ካብ ብረታ ብረት ዝተሰርሐ ሓሳብ መዉሃቢ ሳፁን ክስርሕ ስለ ዝደለየን አብ 2007 በጅት ዓመት ዉዕሊ ብምእሳር ኮምፒተራት ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፕን አብ ዝብላሸወሉ እ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 30, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣላማጣ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት / ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኤጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ፅሕፈት ክገዝእ ስለዝደለየ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 15, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 23, 2007 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጳጉሜን 5, 2005 6:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑት/