ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትገራይ ኣብ ቀበሌ 09 ጥቃ ሚላኖ ሆቴል በጎ ኣድራጎት እናተብሃለ ዝፍለጥ ባህላዊ ቤት ብልዒ ንሬስቱራንት፣ መዘናግዒን ንተመሳሳሊ ስራሕ ዝውዕል ጠቕላላ ካሬ ሜትር 3404.88 ስፍሓት ዘለዎ ኮይኑ ኣብ ከባቢ ነባር መነሃርያ ዝርከብ ስፊሕ ናይ ንግዲ ቦታ ዝሓዘን ብተወሳኪ፡-

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 7, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 12, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 9, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ኣቑሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 3, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን/

ንህንፃ ተቃራፅትን ሐፂነ መፂንን ትካላት

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 15, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 28, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/

ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን ንናይ ጎደናታት ግሪነሪ ፅባቀ ግልጋሎት ዝዉዕል ተክልላት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ሰለዝደለየ ነዚ ተክልታት ክተቅረቡ እትክእሉ ሕጋዊይን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ብክብሪ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሚያዝያ 6, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 17, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኢንሹራንስ/

ኩባንያና ንብ ኢንሹራንስ ካሕሳ ከፊሉ ንዝተረከባ ተሽከርካሪት ብዝለቶ ኩነታት ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 2, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 21, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲ ሓቂ ፈተነን ኣይሲቲን ዘገልግል ወንበርን ጠረጸዛን ኣወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ፣ ስለዚ ሕጋዊ መቕረብቲ/ሰራሕቲ/ ዝኾንኩም ፣ ምዝገባ ቫት፣ ናይዚ ዘመን እዚ ግበሪ ዝኸፈልኩም ቲን ዘለኩም ነዞም ሰዒቦም ዘለዎ ፈርኒቸራት ክትወዳደሩ ትክእሉ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 9, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 13, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ኢጀንሲ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕትመት ምሕታም፣ ዲቪዲታት ኢዲት ምግባር ምብዛሕን ስለዝደሊ በዚ ስራሕ እዚ ሕጋዊ ንግዲ ፈቓድ ዘለኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 29, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 19, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ

ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ማሕበር ረድኤት ትግራይ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ንሴክተር ቤት ፅሕፈታት ወረዳ ራያ ዓዘቦ ግልጋሎት ዝውዕሉ ዝዘተፈላላዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑ ግዝኢት ንምፍፃም እዚ ናይ ጨረታ ነሰድ ኣዳልዩ ኣሎ። ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ እተማልኡ ብዝተዓሸገ ፖስታ ንክተቅርቡ ንዕድም።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 30, 2006 (ልዕሊ 12 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 17, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ራያ ዓዘቦ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ