ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቀርን /ደደቢት ትፈልም/ ዝተፈላለዩ ናይ እስተሽነሪን ቀለማትን አቁሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትጫረቱ እትደሊዩ እዚ ዝስዕብ ረቁሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም ንገልፅ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 19, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 26, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ አቁሑት/

አብ ሰሜን ክ ከተማ መቐለ አብ ጣብያ ለካቲት ቁሸት ራህዋ ትራንስፈርስተሽን ንምስራሕ ስለዝተደለየ ናይ ማተሪያል : ናይ ግልበት :መሽነርን ከጫርት ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 18, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥቅምቲ 29, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል /

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንእብያተ ሕፅፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ባንዴራታት (ሰንደቅ ዓላማ ) ን2007 ዓ/ም በጀት ዓመት ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 6, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ሕትመት/

ሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ ስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2007 ዓ/ም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ , ኤሌክተርክ መሳርሒን ህንፃ መሳርሒን አብ 3ተ ምድብ /LOT/ 1 ,2 ,3 መቒሉ ብግለፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰንበት ጥቅምቲ 16, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 28, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ቀረብ ማይ ከተማ ዕ/ሓሙስ ብብርኪ 3ተ ካብ ሓምለ 1/ 11 /2005 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ሰነ 30 /10/ 2006 ዓም ዘሎ ሒሳብ ምንቅስቃስ ብዉክልናን ብደገ ኦዲተር ኦዲት ክግብር

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 20, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዕዳጋ ሓሙስ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን/

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንመካይን መፀገኒ ዝኾዉን ጋራዥ አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅገና/

መስፍን ኢንዳስትሪያል ኢንጂነሪንግ ሓላ /ዝተ /ዉ / ማሕበር ኣብ መስፍን ግቢ ዉሽጢ ዝርከብ ናይ ሌዝ ማሽን ፅራብ ተረፈ ምህርቲ(Left over) ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥቅምቲ 13, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል /

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛን ዪኒሴፍን በጀት ን2007 ዓም ዝተመደበልና ንዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር , ፅሕፈት መሳርሒ , ፅርየት ኣቑሑ , ፈርንቸርን , ኤሌክትሮኒክስ ኣወዳድሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 21, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ ፈርኒቸር/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ክፍለ ከተማ ኩሓ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ቢሮ ኣቕሑት 1 ፅሕፈት መሳርሒ 2 ሕትመት . 3 ናይ መኪና ስፔር . 4 ፅሬት ኣቑሑት . 5 ኤሌክትሮኒክስ 6 ናይ ስፖርት ዕጥቂ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሕዳር 3, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መቐለ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ኣግኣዚ ምእኸል መሰልጠኒ ሰብ ሞያ ኣካላት ፍትሒ ዉቕሮ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቐሑት /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ንሕጋዉያን ነጋዶ በዚ ምልክታ ይዕድም::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 10, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 25, 2007 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ዉቅሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/